ናብ እቲ ናይ መጀመሪያ መቐበሊ መንበሪ ኣብ ነጻ ሃገር ቱሪንገን ኣብ ሱህል እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም

ንጥፈታት

P1030203vp
20200422_091752
20200115_140450

መደብ ASÜ (ትምህርቲ ሙያን ስራሕን ንስደተኛታት ኣብ ደቡብ ቱሪንገን)

ሓባራዊ መደብ ናይ TIBOR GmbH ን ናይ SPA gGmbH:

– ቀሊል ናይ ዕንጨይቲን ሓጻውንትን ስራሕ (SPA gGmbH, ኣቶ ሚካኤል ሽሎት)

– ስራሕ ስፍየት (TIBOR GmbH)

– ምፍታን ኮምፑተር፣ ብናይ ጀርመን ሶፍትዌር ምስራሕ፣ ምግጥጣም ኮምፑተር (TIBOR GmbH)

– ትምህርቲ ጀርመንኛ „ቀዳማይ ስጉምቲ ጀርመንኛ“ (TIBOR GmbH)

ን TIBOR GmbH ዝውክል መዛርብትኹም ኣቶ ላርስ ራይንሃርድት እዩ 

ቤት ዕዮን ስፍየትን ዝኽፈተሉ እዋናት: ጉጅለ 1 ሰዓት 09:00 – 12:00 ከምኡ ድማ ጉጅለ 2 ሰዓት 13:00 – 16:00 

ኣስተምህሮ ጀርመንኛን ኮምፑተርን: ሰዓት 09:00 – 10:30 ሰዓት 10:45 – 12:15 ሰዓት 12:45 – 14:15 ን ሰዓት 14:30 – 16:00 

ናይ መንበሪ ኩነታቶም ንዘይተረጋገጸ ስደተኛታት ናይ መጀመርታ ኮርስ ምእዘና (ናይ ቤት ጽሕፈት ስደተኛታት ኮርስ (BAMF-Kurse))

ናይዚ ኮርስ ትሕዝቶ ዕለታዊ ናብራን ምእዘና ኣብ ጀርመንን፣ ከም እኒ ዕዳጋ፣ ምጥቃም መጎዓዚያ ህዝቢ፣ ባህልን ልምድን፣ እዚ ከኣ ኩሉ ጊዜ ምስ ምምላኽ ቋንቋ ጀርመንኛ ዝተተሓሓዘ እዩ።.

እዋን ኣስተምህሮ: ኮርስ 1: ሰዓት 09:00 – 12:15፣ ምስ ናይ 15 ደቓይቕ ዕረፍቲ፣ ኮርስ 2: ሰዓት 12:45 – 16:00 ምስ ናይ 15 ደቓይቕ ዕረፍቲ

ዝውክል መዛርብቲ: ኣቶ ጉንተር ቦይሸርትን ኣቶ ላርስ ራይንሃርድትን እዮም። 

img-20200415-wa0009
dsc00053
img-20200415-wa0008

እንዳ ሻሂ

እቲ እንዳ ሻሂ – ሓደ ክፋል መደብ ናይ ኢቫንጀሊካል ኣገልግሎት ስደተኛታት ደቡባዊ ቱሪንገን ኣብ ሄነበርገር ወረዳዊ ቤተክርስቲያን እዩ ንዓና ኣበይ ትረኽቡና:

98527 ሱህል / ፍሪድበርግ

ጎደና ቫይድበርገር 22 – 24

ገዛ 23

ደርቢ 2

ንኸፍተሉ እዋናት:

ካብ ሰኑይ ክሳብ ሓሙስ:

ሰዓት 15:00 – ሰዓት 17:00 

ኣብዚ እንታይ ትረኽቡ:

• ማዕረ ኵንካ ምርኻብ

• ቦታን እዋንን ንምምጻእ

• ርክብ ምስ ደቀባትን ስደተኛታትን

• ንምጽዋት ዝጥዕም ምእላይ ቆልዑ

• ንነኣሽቱን ዓበይትን ጸወታ

• ቀለም ምልካይ፣ ኢደጥበብ፣ ምስኣል

• ብሓባር ምዝማርን ሙዚቃ ምጽዋትን

• ብሓባር ምብዓል፣ ንምሳለ ዕለት ልደት

• ምእዘናን ደገፍን

እቲ ናትና እንዳ ሻሂ ነቲ መጸዊዒኡ ምእንቲ ከተግብር ተባሂሉ፣ ምስ እቲ ካልእ ነገራት ምግብን መስተን እውን ዝተቐረበ እዩ። ንቡን፣ ሻሂ፣ ዶልቺን ዝተሰንከተ ምግብን ካብ ልቢ ንዕድመኩም። ንነኣሽቱ ኣጋይሽና ድማ ካካዎ ኣሎ።   

ንዓና ብኸመይ ትረኽቡና:

ኣዳሊኖ ማሱቪራ ጆኣኦ – ዲያቆንን መራሒ መደብን: ተሌፎን: 03681 308193

ሄንድሪክ ሹበል – ናይ መደብ ሰራሕተኛ እንዳ ሻሂ: ተሌፎን: 03681 8045355

Asylantrag
clause-4515785_960_720
teletext-dpa-image-das-bundesamt-fuer-migration-und-fluechtlinge-archivbild-106~2400x1350

ንጽግዕተኛ ኣገባብ መስርሕ ነዘን ሰባት ጠለበ

ናይ ቤት-ጽሕፈት ተሌፎን   03681 8045355

ስነ-ተለፎን ቁጽሪታት ከምኡውን ን WhatsApp

Adelino Massuvira:    0170 3490948

Barbara Gottwald:      0160 98171388

Franziska Parschan:  0170 4885413

Reinhard Hotop:        0171 2898405

Jana Zickmann:         0160 96377583

Hendrik Schübel:       0171 2898376

floorball_sports_club_match-926978.jpg!d
ball-volleyball-handball-training-thumbnail
Berliner Meisterschaften und Jahrgangsmeisterschaften im Schwimmen 2018

ስፖርት ምግባር:

ብስፖርት ምጽንባር ኣብ ቱሪንገን – እዚ ኣብቲ ናይ መጀመርያ መቐበሊ መንበሪ ሱህል (EAE Suhl) ፍሉይ ዝኾነ ንስደተኛታት ንምእላይ ዝግበር ናይ ስፖርት መደብ እዩ። ኣብዚ ዝተፈላለያ ዓይነት ስፖርት ተቐሪቡልኩም ኣሎ፣ ናይ ውሽጢ ገዛን ናይ ግዳምን ስፖርት።

ኣብዚ እዋን እውን እዚ መደብ ናብ ካልእ ወረዳታታ ምስ ተመደብኩም፣ ንዓኹም ምስ እቶም ናይ ከባቢ ጉጅለታት ንኸራኽቡኹም የሰናድዉ እዮም። እዚ መደብ ከም መጠን ፌስቡክ-ጉጅለ ዝተዳለወ እዩ ኣብዚ ከኣ ይርከቡ: (ምስ ፌስቡክ ግዳማዊ መራኸቢ)።

መርሓባ

ስነ ጥበብ፣ ኮምፑተር፣ ስፍየት፣ ቋንቋ ጀርመንኛ

ሓፈሻዊ ሓበሬታ ብዛዕባ ናትኩም ኣብ መጀመርያ መቐበሊ (EAE) ምንባር

ቤት ጽሕፈት ኢሚግሬሽንን ስደተኛታትን (BAMF) / ቦታ ምቕያር (Transfer)